ela tv - Aram Fshation - Tegagiki - New Eritrean Music 2020 - (Official Music Video) Λήψη

Αποστολή στους φίλους σας
Προσθήκη
  • 16 მაი. 2020

  • Eritrean Music 2020 | New Eritrean Music 2020 | Tigrinia Music ela tv presents - Aram Fshation - Tegagiki - New Eritrean Music 2020 Subscribe today: https://goo.gl/7936J7 ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳዉሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉዳት ሲለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ነዚ ቪዲዮ ዳዉሎድ ምግባር ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ። ℗ © Copyright: Ella Records. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited. Facebook : https://goo.gl/Xf2BNl Instagram -https://goo.gl/2Ek4Jb Twitter @ https://goo.gl/p46zo Snapchat @ Ella_records " New Ethiopian Music 2020 " Ethiopian Music | New Ethiopian Music | Ethiopian Music 2020 Yonatan Tadese - Dula | Winta Mokonen | Tigrinia Music #elatv #eritreanmusic #ethiopianmusic #tigriniamusic

Σχόλια

  • Michael Solomon
    Michael Solomon 4 თვის წინ

    ጽባህ 9 ግንቦት ኢዩ ናይ ኣቦናኣ ጻድቅ ኣብነብጽኣምላክ ኣመታዊ ኢረፍቶም ኢዩ በረከት ረዲአቶም ምስ ኩሉና ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣይትረስኡ

  • Berihu Hailu
    Berihu Hailu 4 თვის წინ

    ቀዳማይ ሎሚ li````ke በጃኩም

  • Khadar Mohamed KM
    Khadar Mohamed KM 4 თვის წინ (რედაქტირებული)

    I'm from Somalia 🇸🇴 I like❤️ Eritrean🇪🇷 Music, And People's Eritrea🇪🇷 is especial from Asmara

  • ጓል ራያ ትግራይ
    ጓል ራያ ትግራይ 4 თვის წინ

    ዊንቲተይ ዝፈቱ

  • DEJEN ENTERTAINMENT
    DEJEN ENTERTAINMENT 4 თვის წინ

    እንቃዕ ብሰላም፡መጻእኹም ደቂ ዓበይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ዝበዝሐ ስርሓትኹም ምእንቲ ኽንካፈል ብሉጻተይ።ኮምኡ ዉን ንኹላህኹም ፍጡራት ፈጣሪ ኣብ ሂወትኹም ወነንቲ ምሉእ ጥዕናን ቅሳነትን ኽትኾኑ ይምነየልኹም ኮምኡ ዉን ኣብ ስደት ዘለና ስደትና ይሕጽሮ ፈጣሪ።

  • Tesfit Hagos
    Tesfit Hagos 4 თვის წინ

    ብጣዕሚ ብልጽቲ ስራሕ ኣብ ዝመጽእ ካብዚ ንላዕሊ ክንጽበየካ ኢና 👑⭐💎❤🤙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈

  • Deju feqar
    Deju feqar 4 თვის წინ

    ኣጆካ ሓቢቢ ከም ዱላ ኮ እንተ ዘይ ኮንካ ከም ስላዕ ኩን ክክክክ

  • Yonas Okubay
    Yonas Okubay 4 თვის წინ

    Bruk qedama Senbet yehewat like aytreseu 🇪🇷

  • Semere Berhea
    Semere Berhea 4 თვის წინ

    Bejakatekom Deki eri like habewo nez wedi 🙏👌🇪🇷👍😍

  • ኣካኩ ፈታዊ ኣብርሸይ
    ኣካኩ ፈታዊ ኣብርሸይ 4 თვის წინ (რედაქტირებული)

    ብሉጽ ስራሕ ሞኽሺ ጻዕርኻ ፍረ ክትርእየሉ ናይ ወትሩ ጸሎተይ'ዩ ኔሩ እንቋዕ ፈረ ጻማኻ ሓፈስካ።

  • Gibaye Gilcho
    Gibaye Gilcho 4 თვის წინ

    በርታ ከኢትዮጳያ ወንድም ነዉ እንወድሃለን ! ደቡብ ኢትዮጵያ ጋሞ /አርባ ምንጭ/

  • ሕልና ናይ ዉሽጢ ሕጊ
    ሕልና ናይ ዉሽጢ ሕጊ 4 თვის წინ

    ዝጽበያ ዝነበርኩ ደሪፊ መጽያ ዶ ብሩኹ ምዓልቲ ይውዕለና ካኣ ፈጣሪ ሕቡሸይይይ

  • Feven Yemane
    Feven Yemane 2 თვის წინ

    Wooow in love with this music cant stop listening it🤤❤ really you have nice sound😴 keep going wedi eri bro🇪🇷 GBU!🙏🏽

  • ኣርስናል yap
    ኣርስናል yap 4 თვის წინ

    እቲ ደራፊ ከሎ እቲ ፊቸሪንግ ዝኣቱ ፖስት ንምንታይ ተጌሩ

  • Ehab Fayed
    Ehab Fayed 4 თვის წინ

    Nice work ወዲ ኤረይ ጥዑም ድምጺ

  • Salam S
    Salam S 4 თვის წინ

    ስላም አምላኽ ንኩለኩም ኤርትራውያን wellcom Hawey wow

  • Abi Fetawi Nebsu
    Abi Fetawi Nebsu 4 თვის წინ

    መንእሰይ 👉ንቅድሚት ኣታ ወዲ ጽቡቅ ስራሕ bro።

  • Mama Africa
    Mama Africa 4 თვის წინ

    Hello guys ! 2 millon texish tblo like

  • ERI KID tube
    ERI KID tube 4 თვის წინ

    ግን ንምንታይ ናይ ካልኦት ስእሊ ፖስት ጌርኩም ብዝኾነ ነቲ ደራፋይ ምትብባዕ የድልዮ ኣሎ ግን ንቐጻሊ ምስልኻ ኣይ ትሰከፈሉ ባዕልኻ ንነብስኻ ከምቶም ኣብቲ ፖስት ዘለዉ ሰባት ክትበጽሕ ትኽእል ኢኻ ነብስኻ ኣመን

  • bodoti qwiu
    bodoti qwiu 4 თვის წინ

    "Good job bro & keep it up"!